? include("../Agriculture/headere.php") ?>

ካብ 1887 ክሳዕ ሕጂ እዋን ዝተሓትሙ ፈጠራዊ ድርሰት፡ መጽሓፍ ግጥሚ፡ እኩብ ሓጸርቲ ዛንታታት፡ ትርጒማዊ፡ ታሪኽ ሓዘል መጽሓፍቲ ኤርትራትግርኛ፤
__________________________________________________

1) "ሓደ ዛንታ" - ብ ገብረየሱስ ሃይሉ

2) "እምባፍራሽ" - ሙሳ ኣሮን
3) "ወርቅሃ" - ሙሳ ኣሮን
4) "ሮቢንሶን ክሩሶ" - ሙሳ ኣሮን
5) "ዓቢዱ-ዶ ትብልዎ" - በየነ ሃይለ
6) "ድኳን ትበርህ" - በየነ ሃይለ
7) "ትጽቢት ባህጉ" - በየነ ሃይለ

8) "ወዲ-ሓደራ" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
9) "ክልተ-ቅነ ኣብ ድፋዓት" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
10) "መኸተ" - ሰለሙን ድራር
11) "ዕጫ ሓንቲ-ስድራ" - ሰሎሞን ድራር
12) "ፍርዲ ጎቦ-ዓረይ" - ሚካኤል ኣዶናይ
13) "መሳዂቲ ማይ-ምነ" - ሚካኤል ኣዶናይ

14) "ካብ ሪቕ - ሕፍንቲ" - ተኪኤ በየነ
15) "ሶፍያ" - ተኪኤ በየነ
16) "እቲ ብሩኽ መሬት" - ተኪኤ ተስፋይ
17) "ሕርሻ እንስሳ" - ተኪኤ ተስፋይ
18) "ፒኖክዮ" - ተኪኤ ተስፋይ
19) "ሳሕል" - ሰሎሙን ጸሃየ
20) "ማሰን መልቀስን ቀዳሞት" - ሰሎሞን ጸሃየ

21) "ሓኔታ" - እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል
22) "ሮዛን ሰሌን" - እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል
23) "መቓብር ህሉዋት" - እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል
24) "መግዛእቲ ስኞራ" - ገብረዝጋቢሄር ገብረመስቀል
25) "ፈታው ሰዓት" - ሚካኤል በርሀ
26) "ሽጎም" - ገነት ስዩም

27) "ባቢሎን" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ
28) "ዳግማይ ፈተነ" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ
29) "ልኡኻት ሳጥናኤልን" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ
30) "ሕሩመይ" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ
31) "ናይ ጥፍኣት መገዲ" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ
32) "ዓቕሊ ጽበት" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ

33) "ኣልማዝ ብኣልማዝ" - ሳሙኤል ሃብተሚካኤል
34) "ተረፍ" - ኣኸድር ኣሕመዲን
35) "ሓድሽ መናፈሻ" - መለስ ንጉሰ
36) "ማርቆሳይ ወይኒ ምስ ሕምባሻይ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረእየሱስ
37) "ቀቢረዮ በሉኒ" - ደበሱ ኣበባ
38) "ሓየሎም ወደ'ስመራ" - ይስሓቕ ዮሴፍ
39) "ክልተ ዓለም" - ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል
40) "ገርግስ" - ዓብደልቃድር ኣሕመድ
41) "እዝኒ መሰታ ቀዳሞት" - መኰነን ተስፋይ

42) "ዘሎ'ዩ ዝህሉ" - መለስ ንጉሰ
43) "ብድሕሪ ማዕጾ" - ሃይለ ቢዘን
44) "መሳግሮ" - ኣማረ ወልደስላሴ
45) "ጽሕፍቶ" - ኣማረ ወልስደስላሴ
46) "ፈውሲ ናፍቖት" - ተስፉ ሓጎስ
47) "ጸሊም በረድ" - ተስፋኣለም ገብረስላሴ
48) "ንጉስ ነብሰይ እየ" - ኪሮስ ዮሃንስ
49) "ትንግርቲ" - ስብሃት ገብረስላሴ
50) "ድምጺ ልቢ" - ብርሃነ ገብረህይወት
51) "ገንዘብ'የ ዝምርዖ" - ግርማይ ኣስፍሃ
52) "እጃም" - ዮርዳኖስ ተኽለ/ፎርቱና ገብረገርግሽ
53) "ለሚን ለሚነይ" - ኢሰያስ ጸጋይ
54) "እዋን" - ዳኒኤል ተስፋዮሃንስ
55) "ሓወልቲ" - በየነ ሃይለማርያም
56) "ደሃይ ኣሎና" - ዶ/ር ርእሶም ሃይለ
57) "ጽባሕ" - ካልድ ዓብዱ
58) "ናትካ ሕለም" - ጸጋይ ተስፎም
59) "ቋንቋ ግጥሚ" - ተኽላይ ኢዮኣብ
60) "ምስሊ ውሽጢ" - ፍትሓዊ እስቲፋኖስ
61) "ሰብ ዲኻ?" - ኤፍሬም ሃብተጽዮን

62) "ሓላው'ታ ወርቃዊት ገረብ" - ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ
63) "ደብዳቤታት ሰይጣን" - ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ
64) "ኣድጌታ" - ዮርዳኖስ ተኽለ
65) "ኣዛዴላ" - ምስጉን ኣብርሃ
66) "ሚርያም ኣብዚ ነይራ" - ሳልሕ 'ቃዲ' ጆሃር
67) "12 ሓጸርቲ ዛንታታት" - ውዕታት ፈስቲቫል 2005
68) "ልቢ ሳሌም" - ብንያም ፍስሃጼን
69) "ብዘይ ስድራ" - ተኪኤ ተስፋይ
70) "ሕንዛም ፍቕሪ ህድኣት" - ይስሓቕ ዮሴፍ
71) "ንግስነት ሃገረ ምድሪ ባሕሪ ኤርትራ" - ይስሓቕ ዮሴፍ

72) "ንእስነት ቶም ስዌር" - ፍቃዱ ገብረስላሴ
73) "ሕልሚ" - ኣብርሃም በርሀ
74) "ቀያሕ መንዲል" - ሰመረ በርሀ
75) "ጽባሕ - እኩብ ዓንቀጻት" - ኤርምያስ ሰሎሞን
76) "ምስላታት ትግርኛ" - ዓንደሚካኤል ሰሎሞን
77) "ናይ ደረስቲ ናጽነት" - ፕሮፈ/ ግርማይ ነጋሽ
78) "ናይ ዓለም ታሪኽ" - መም ቀሺ ኢሰያስ ሓይለኣብ
79) "መዘክር ጋዜጠኛ" - ኣሉላ ፍስሃየ + ፍጹም ዑቕባሚካኤል
80) "ድሓን ኩኒ እንዳ ኣፍራስ" - ተመስገን ትኩእ

81) "እሂን ምሂን" - መም ኣስረስ ተሰማ
82) "ተኽሊት ወዲ ባሕሪ" - ሚካኤል በርሀ + ሚካኤል ኣዶናይ
83) "ማዕበላዊ መገሻ" - የዕብዮ መስፉን
84) "ህድኣት" - ብሩኽ ሃብተሚካኤል
85) "ኣድጊ ነይሩ ሰብ ኮይኑ" - ፍስሓ ዮሃንስ
86) "ጽቡቕ ውሳኔ" - ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)
87) "ጓል ሻውል" - ዮሃንስ ፍትዊ

88) "ኣይንፈላለ" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
89) "ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
90) "ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
91) "ጽላሎት ሻህራዛድ" - ግርማይ ተስፋይ
92) "ኣመድዮ" - ግርማይ ተስፋይ

93) "ዮርዳኖስ" - ሳሙኤል ገብረህይወት
94) "ወዲ-ረዛን" - ጎይትኦም ጊለ
95) "ጊታኖ" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
96) "ጨሓም መርዓት" - ግርማይ ዮሃንስ
97) "ማናን ሙሴን" - ዳዊት ይስሓቕ
98) "ዕንጭቚሊት ልኡል" - ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ
99) "ከም ድላየይ ከም ድላያ" - ተስፊት ኣብርሃም
100) "ተደጎል" - ማሕሙድ ኢብራሂም

101) "ክልተ መርዓውቲ ንሓንቲ መርዓት" - በርሀ ተስፉ (ዓጓ)
102) "ራህዋ ድሕሪ ስቃይ" - ሓየሎም ኣድሓነ
103) "ሮምዮን ጁሌትን" - ፍቃዱ ገብረስላሴ
104) "ቅድሚ ቀዳማይ" - ኣርያም ወልደኣብ
105) "ህይወት'ውን ዶብ ኣሎዋ" - ስልጣን ከበዶም
106) "ሜላታት ዕውት ህይወት" - ዮናስ ሃይለ
107) "ናይ ህይወት መምርሒ ፍቓድ" - ዮናስ ሃይለ
108) "እታ ምስጢር" - ፍጹም እምሃ

109) "ምስላ ዛንታታት ኤዞጵ" - ሃይለ ቦኽረ
110) "ኤርትራ፡ ብዘመን ባሕሪ ነጋሲ" - ሃይለ ቦኽረ
111) "ሕግታት እንዳ'ባ ብመንጽር ጾታዊ ማዕርነት" - ም/ብርሃን በርሀ
112) "ምሩጻት ዓንቀጻት ኣቶ ወልደኣብ" - ትኳቦ ኣረጋይ
113) "መዝገበ ቃላት ስማት ኤርትራውያን" - መም/ ሙሳ ኣሮን
114) "ምሩጻት ዛንታታት ንቘልዑ" - መም/ ወልዱ ገብረስላሴ
115) "ታሪኽ ዋንጫ ዓለም" - ተኽሊት ልጃም
116) "ኤርትራውያን ኮማንዶ" - ሰሎሞን ድራር
117) "ጉዕዞ ካብ ናቕፋ ናብ ናቕፋ" - ተኸስተ ፍቓዱ

118) "እዱድ ዘመተ" - ሃይለሚካኤል ሃ/ስላሴ (ሊንጎ)
119) "ሓሞት ኣብ ድሎት" - ሃይለሚካኤል ሃ/ስላሴ (ሊንጎ)
120) "ዋይ ኣነ ደቀይ" - ኣበባ ተስፋገርግስ
121) "ሻርባን ብሩርን" - ናጽነት ኣፍወርቂ
122) "ክሳዕ መዓስ" - ጀማል ኢብራሂም
123) "ወፍሪ ስግረ-ዶብ" - ሰሎሞን በርሀ
124) "ታሪኽ ወለዶ ሕዝቢ ኤርትራ" - ብርሃነ ተስፋማርያም
125) "መረብ ምላሽ" - ቪቶርዮ ሮንካሊ
126) "እሰይ" - ኤርምያስ ሰሎሞን

127) "ሰንፈላል" - ሽሻይ ገብረሃንስ
128) "ጸጋ" - ኣስመሮም ሃብተማርያም
129) "ዓሊባባን እቶም 40 ከተርትን" - ተኪኤ ተስፋይ
130) "ኣላዲን" - ተኪኤ ተስፋይ
131) "ሓደ ወዲ ኣፍቂረ" - ቀሺ እምባየ ህብትዝጊ
132) "ሓንቲ ጓል ኣፍቂረ" - ቀሺ እምባየ ህብትዝጊ
133) "ጥሪ ዕብዲ" - በርሀ ኣርኣያ
134) "1984" - ተስፋልደት ተስፋማርያም
135) "ነፋሒቶ" - ትኳቦ ኣረስዕ

136) "ግራተይ ምስክረይ" - ደበሳይ ሞሳዝጊ ስእለይ
137) "መን'ዩ በደለኛ" - ኣርኣያ በላይ
138) "ቢንያም መከረኛ መንእሰይ" - ግደይ ሓድጉ
139) "ባዕሎም ይፍረዱኺ" - ይትባረኽ ገብረትንሳኤ
140) "መን'ዩ ዘድሕነኒ" - ወ/ማ/ቤት ተስፋገርግስ
141) "ምሸት ምሸት መርዓ" - ኣብርሃ ገብረህይወት
142) "ቨነስታይ ነጋዳይ" - ዑቕባሚካኤል ሃብተማርያም

143) "ሄለን፡ ኔረ ኢለ ኣይሕሱን" - ምንያ ጸጋይ
144) "ብፍቕሪ ኢና ንነብር" - ጎይትኦም ጊለ
145) "ተመርዓውኒ'ባ" - ጸጋብርሃን ጎይትኦም
146) "ለውጢ" - ጸጋይ ኣስመሮም
147) "እናሰሓቕና ንመሃር" - መስፍን ገብረሂወት
148) "ዋዛ ምስ ቊምነገር" - መስፍን ገብረሂወት
149) "ስነ-ልቦና ገዛእ ርእስኻ" - ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል
150) "መጽሓፍ ቅዱስ" - ብጉዱሳት ኤርትራውያን ኣቦታት 1940ታት

151) "ዕንክሊል" - ግርማይ ዮሃንስ (ሳንዲያጎ)
152) "ዘልኩ ደኣ" - ግርማይ ዮሃንስ (ሳንዲያጎ)
153) "ኣና ካረኒና (ኣና ካሬና)" - ሚካኤል ኣዳም
154) "መኻን መዓልቲ" - ሚካኤል መሓሪ
155) "ሞያይ" - ህንጻ ዓንደብርሃን
156) "እቲ ኣልኬሚያዊ" - ግርማይ?
157) "ኣለም-በቃኝ" - ?
158) "እንቋዕ'ኳ" - ?
159) "ሳሌም" - ሃብቶም ኪዳነ
160) "ሰምሃርን ወላዲታን" - ብሩኽ ሃብተሚካኤል

161) "ጎራሕ ዓጋዜን" - ደስበለ መሓሪ
162) "ሚራስ" - ሙሳ ኣሮን /ደሳለ በረኸት
163) "ልኡኽ መንግስቲ" - ኣኸዲር ኣሕመዲን
164) "ቈልዓ መብጸዓ" - ኤርምያስ ኣብርሃ
165) "40 ዓመት ዝተቐብረ ምስጢር" - ተስፋይ ተምነዎ
166) "ሳቤላ" - መም/ ቴድሮስ ፍስሃየ
167) "ድርብ ፍቕሪ ማክዳ" - ሄለን ሃብተማርያም
168) "ሕብእቲ ሰልፊ" - ኮሌ/ ጸጉ ፍስሃየ
169) "ሕብእቲ መልኣኽ" - ብንያም ፍስሃጼን
170) "ክልተ ህይወት" - ተበርህ ተስፋሁነይ

171) "ኣስማት ሃገርና" - ዘርኣይ ሃብተስላሴ
172) "ስዋሱው ትግርኛ ብሰፊሑ" - ኣማኑኤል ሳህለ
173) "ወግዒ ቀዳሞት" - ተኽላይ ዘውዲ
174) "መኣዛታት መግቢ" - ሃና ገረዝጊሄር
175) "መዓርነት ብስራሕ ተኻፋልነት" - ኣመተ ገብረማርያም
176) "ኤርትራውያን ኮማንዶ" - ሰሎሞን ድራር
177) "ወራሲ" - ሃይለ ቢዘን
178) "ትርግታ ናፍቖት ኣስመራ" - መም/ ኣስረስ ተሰማ
179) "ጣዕሞት" - መም/ ኣስረስ ተሰማ
180) "ምስጢር" - ገረዝጊሄር ጋይም

181) "ጥንታዊ ወግዕን ብሂልን ኤርትራ" - ሃይለ በኽረ
182) "ናይ ምስጢር ደብዳቤ" - ዑቕባይ ወልደገብርኤል
183) "ብጾታኺ ተሓበኒ" - መለስ ወልደስላሴ
184) "ስሕበት" - ሚካኤል መዓሾ
185) "ሰውራ ኤርትራ" - ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
186) "ሕድገት ዘየፍቕድ መሰል" - ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
187) "ፍቕሪ ዕውር ድዩ መስተውዓሊ" - ጉዕመሽ ይስሓቕ
188) "ምስ ናፍቖተይ" - ኣጸደ መስፍን
189) "ሉል ካብ ኣፍ ገበል" - ግርማጽዮን ኪዳነ
190) "ቨነዴታ" - ዑቕቢት ፍስሃየ

191) "ክሓልፈልና-ዶ እምበር'ዩ" - የዕብዮ ዑመር (ኣባሓበሽ)
192) "መንገዲ ሓጎስን ሃብትን ትደሊ ዲኻ?" - የዕብዮ ዑመር (ኣባሓበሽ)
193) "ቅኔታት ትግርኛ" - ብርሃነ ዘርኣይ
194) "ኣባዲት ጓለይ" - ግርማይ ተሰማ
195) "ምስጢር ዓወት ምስጢር ህይወት" - ግርማይ ደበሳይ
196) "ቡፌ ምዝንጋዕ" - ሲራክ ኣብርሃም
197) "ብኸመይ ሃብቲማ" - ዓብደልቃድር፡ ቢንያምን ካልኦትን
198) "ደቂ ኣራዊት" - ዳዊት ፍስሃየ (ወዲ ፖሊስ)
199) "ገነት ፍልጠት" - ኣተውብርሃን መንግስትኣብ
200) "ንምንታይ?" - ጸጋይ ተኽለማርያም

201) "ጽሑፋት ታሪኽ" - ተጋ/ ተኽላይ ኪዳነ
202) "ዕላል ምስ ሰዊት" - ኣብርሃም ሳህለ
203) "ጀፍ እዩ ስመይ" - ኣማኑኤል መርሃጽዮን
204) "ወረጦ" - ?
205) "ሰገባ" - በላይ ንጉሰ
206) "ንፍታሌም" - ፍሻለ ተስፋይ
207) "በረኸት ቀዳሞት" - ክብርኣብ ተ/መድህን & ሙሴ ተ/ገርግሽ
208) "ስርቀተ ሞት" - ሄርሞን ሃይለ
209) "ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት" - ሚካኤል ዮሃንስ
210) "ጉራጉራ" - ተስፋልደት ?

211) "ብላይ ሽዳ" - ኣንገሶም ኢሳቕ
212) "ግዳይ" - ቢንያም ዮሴፍ
213) "ሰልሚ ሰሜን" - ሹመንዲ ዑቕባሚካኤል
214) "ዳማ" - ዳዊት ይስሓቕ
215) "ቺፒ" - ሩት ስምኦን
216) "ፍቕሪ ኣብቲ ፍሉይ ዓለም" - ሃብቶም ብርሃነ
217) "ኪዳን ልቢ" - ሃብቶም ብርሃነ
218) "ክብራ ድሕሪ ብዙሕ መከራ" - ሃይለ ሃብተ
219) "ዘይወዓልኩዎ ቅትለት" - ልጃም ይስሓቕ
220) "እመንኒ" - መሓመድ ዓሊ ኢብራ

221) "ፈተነ" - ሙልጌታ ሱልጣን
222) "ዝያዳይ" - ሙሴ ኣስመላሽ
223) "ኣይበደልኩን" - ሚካኤል መሓሪ
224) "መጎጎ እምኒ" - ሚካኤል በርሀ
225) "መን'ዩ ንጉስ" - ሚካኤል ብርሃነ
226) "ካብ ዓሳ ምግፋፍ ሰብ ምግፋፍ" - ሚካኤል ብርሃነ
227) "ስጋ ገመል" - ምሕረትኣብ የማነ
228) "ትጽቢታዊ ተስፋ" - ምሕረትኣብ የማነ
229) "ኣይንፈላለ" - ምስግና ተኸስተ (1959)
230) "ቀይሕ ንብዓት" - ሰሎሞን በርሀ

231) "ባህጊ ብልሓቱ" - ስምኦን ሳሙኤል
232) "ዓለም ትሽዓተ" - ቀለታ ኪዳነ + ገ/ሚካኤል ገ/ገርግስ
233) "ምቁር መርዚ" - በርሀ ኣርኣያ
234) "ወጠጦ እንዳ'ቦይ ዓንዱ" - በርሀ ኣርኣያ
235) "ዓለም ከይነዓቅካ ጽቡቕ ኣይስራሕ --" - ብርሃነ መስፍን
236) "መቕሊ ኣይኽላእኻ" - ተስፋስላሴ ዓንደሃይማኖት
237) "ሰላም" - ተስፋኣለም ምስጉን
238) "ሓሳባት ደቂ-ሰብ ተለዋዋጢ እዩ" - ተስፋዝጊ ገብረእግዚኣብሄር
239) "ፍጮ'ቲ ረቂቕ ኲናት" - ተኽለማርያም ብርሃነ
240) "ወጋሕታ ናጽነት" - ተኽላይ ዘወልዲ

241) "ሽግረኛ ይዕወት እዩ" - ታረቐ ንጉሰ
242) "ኣይወረስኩን" - ኣለምሰገድ ተስፋይ (1960)
243) "ሰለስተ ኣዕሩኽ፡ ጥምጥም ኣብ ገጀረት" - ኣለምሰገድ ተስፋይ
244) "መጋረጃ፡ ናይ ደም ጽሑፍ" - ኣስረስ ተሰማ
245) "መጋረጃ፡ ዝተሓዝለ ሰብኣይ" - ኣስረስ ተሰማ
246) "ክልተ መፋትሕ" - ኣስረስ ተሰማ
247) "ሞሳዝጊ" - ኣስረስ ተሰማ
248) "ኣይነበርኩን" - ኣርኣያ በላይ
249) "ንመን እየ ዝነግሮ" - ኣበባ ተስፋገርጊስ በዓታይ
250) "14 ሓጸርቲ ዛንታታት ፈስቲቫል 2008"

251) "መኣዛታት መግቢ" - ሃና ገብረዝጋቢሄር
252) "መብልሒ ኣእምሮ ህጻናት" - ሃኒባል ተኸስተ
253) "ንብዓት ኤርትራውያን" - ሃይለ ተስፋዝጊ
254) "ሀ ሁ ሕጊ + ሰብኣዊ መሰላት" - ሃይለ ናይዝጊ ሰመረ
255) "መፍትሕ መዓልታዊ ንጥፈታት" - ሃይለ ወልዱ
256) "ንውሉድ ምኽሪ፡ ንወለዱ ዝኽሪ" - ሃይለ ዘወልዲ
257) "ጥንታዊ ግእዝ" - መርጌታ ሄኖክ ገ/ሚካኤል
258) "ንኻልኦት ኢልካ ዝኾዓትካያ ጉድጓድ ባዕልኻ ትኣትዋ" - ሓድሽ ወልደገርግሽ
259) "ብቑሊ ማህጸነይ ንዓኺ" - መሓሪ በላይ
260) "ነበረ ያ ነበረ" - መሓሪ ሃይለ + ያዕቆብ ካሕሳይ

261) "ምስጢር ሕጉሳት መጻምዲ" - መስፍን ገብረሂወት
262) "መሳልል ዓወት" - መዋእል ተመስገን
263) "ሰከም (ሰብ ከባቢ ምዕባለ)" - መስፍን ቀሺ ሃይለ
264) "ምድላው ኣጠቃቕማ ድዂዒ" - መኮነን ተኸስተ
265) "ምህዞታትን ርኽበታትን" - ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል
266) "ኣብ ፍቕርን ሓዳርን ብኸመይ ትዕወት" - ሙልጌታ ርእሶም
267) "ኤርትራውያን ኣብ ዓውዲ ስራሕ" - መም/ ሙሳ ኣሮን
268) "ምስሊ ስደት" - ምሕረትኣብ ወልደጊዮርጊስ
269) "ውዱን ህይወት" - ምሕረትኣብ ዓንደብርሃን + ወይኒ ዮሃንስ
270) "ዓገብ" - ዶ/ር ምስማይ ገብርሂወት
271) "ክንክን ህጻናት" - ዶ/ር ምስማይ ገብርሂወት

272) "መሰረታዊ እንግሊዝኛን ትግርኛን" - ሙሴ መንግስቱ
273) "መዝገበ ቃላት ጀርመን/ትግርኛ" - ማሕበረኮም ኤርትሮ ጀርመን
274) "መዝገበ ቃላት ቋንቋ ምልክት ኤርትራ" - ማሕበር ጽሙማን ኤርትራ
275) "ዘመናዊ መዝገበ ቃላት" - ተኪኤ ተስፋይ (1999)
276) "ምዕቡል መዝገብ ቃላት እንግሊዝኛ ትግርኛ" - ተኪኤ ተስፋይ (2012)
277) "መሰረታዊ ስዋሱው ትግርኛ?" - ተኪኤ ተስፋይ (2015)
278) "ማክሲም ጎርኪ" - ሰነዳት ህ/ግ
279) "ዛንታታት ተዋስኦታት ሸክስፐር" - ሰመረ ግርማጼን
280) "ሕጊ እንጋንኣ፡ ስርዓተ ዓጽሚ ሓርማዝ" - ሰሎሞን ገ/ክርስቶስ
281) "ቂያ ሕዝብና" - ሰሎሞን ገ/ክርስቶስ

282) "ቅርሲ ኤርትራ ብጭልፋ" - ሳምሶን ሃይለ
283) "መስዋእቲ ጀጋኑ" - ቢንያም ሃይለ
284) "ምልክታ መምርሒ ጽዋ ቃና" - ኣባ ብርሃነ መስቀል
285) "ናተይ ካርቶን" - ብርሃነ ጽገዮሃንስ
286) "ቤት ኢልሞርስ" - ተስፋይ ግርማይ
287) "ኣመድዮ" - ተስፋይ ግርማይ
288) "ክራውስርነታይ ስርጅን" - ተስፋይ ግርማይ
289) "ካብ ሓሚምካ ሕክምና ተኸላኺልና ጥዕና" - ተስፋኣለም ምስጉን

290) "ቅያታት" - ተኪኤ ተስፋይ
291) "ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ" - ተኽሊት ልጃም
292) "ትሕዝቶ ማህደር ስውእ ተጋዳላይ" - ተኸስተ ካሕሳይ
293) "እቲ ሓያል ፍቕሪ" - ትብለጽ ኣፈወርቂ
294) "ዛንታ ዮናታን እቲ ሮብራ" - ኣሌክስ ብሩኽ
295) "መንገዲ ምስ ወዲ ዓዲ" - ኣልኣዛር መንግስቱ
296) "ምዑዝ ፍቕሪ ኣልማዝ" - ኣሕመድ ሓሰን ኢብራሂም
297) "ትንሳኤ" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
298) "ሓጎስ ድዩ ሓዘን" - ኣስመሮም ዘርአ
299) "እንተ ዝፈልጥ ኔረ" - ኣስመሮም ሃብተማርያም
300) "እታ መርዓት" - ኣስመሮም ጸጋብርሃን

301) "መወከሲ ድሕነት" - ኢያሱ ገብረኪዳን
302) "ቀልቢ" - ኣቤል ኣብርሃ
303) "ክትዕወት ትኽእል ኢኻ" - ኣፎና ቸርነት
304) "ስለምንታይ ሓደ ካብ ናይ የሓዋ መሰኻኽር ዘይኮንኩ" - ኤልያስ ጊላዝጊ
305) "በልድ በልይ ንግስቲ" - ኣዋጅ ብርሃነ
306) "ብርሃን ኣእምሮ" - ዑቕባይ በርሀ
307) "ናይ ምስጢር ማህደር" - ዑቕባይ ወ/ገብርኤል + ኣሰፋው ተኸስተ
308) "ዕድል ድኻ ተማሃራይን ሃብታም መምህርን" - ዓንደሚካኤል ማሉ
309) "ምስላታት ትግርኛ" - ዓንደሚካኤል ሰሎሞን
310) "እታ ማኒፌስቶ" - ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ

311) "ገርሲት ሩባ ሞት" - ይስሓቅ ኣብርሃም
312) "ሓደ ኤርትራዊ" - ይስሓቅ ዮሴፍ
313) "ድንገተና ፍቕሪ ንጽህቲ" - ይስሓቅ ዮሴፍ
314) "ዛንታ ከተማ ኣስመራ" - ይስሓቅ ዮሴፍ
315) "መን'ዩ ዘድሕነኒ" - ይትባረኽ ገብረትንሳኤ
316) "ታሪኽ ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤ/ክ ኤርትራ" - ይትባረኽ በርሀ
317) "መልሲ ንሰብ ሓዳር" - ዮናስ ወ/ሩፋኤል
318) "ናብ ሃብቲ ዘብጽሕ ስነ-ልቦና" - ዮናስ ሃብተ
319) "ናይ ህይወት መምርሒ ፍቓድ" - ዮናስ ሃይለ
320) "ሜላታት ህይወት" - ዮናስ ሃብተ

321) "ዛንታ ሃዘጋን ጸዓዘጋን" - ዮሃንስ ኮልሞዲን
322) "ፍቕርን ዝኽትምናን" - ዮሃንስ ወንድማገኝ
323) "ጽሕፍቶ ሓደ ተጋዳላይ" - ገብረሚካኤል ሃብተኣብ
324) "ስራሕ" - ገብረትንሳኤ ሓጎስ
325) "ታሪኽ ትውልዲ ልሳን ግእዝ" - ኣባ ገብረእየሱስ ክፍለ
326) "ሓድገይ ሓርነት እዩ" - ገነት ስዩም (ሽጎም)
327) "እንዳ ዝብኢ" - ገነት ስዩም (ሽጎም)
328) "ኮሊልኩም ሃቡና" - ሲስተር ገነት ስዩም
329) "ሓወልቲ መቓብረይ" - ግርማይ በርሀ
330) "ቁርቁስ" - ግርማይ ተኽለ /ጓዕዳድ
331) "ቅሉውላው" - ? ?

332) "ሓንቲ መፍትሕ ንግዚያውያን ሰባት" - ግርማይ ኣርኣያ
333) "ግራት በርኔንተ" - ግርማይ ተስፋይ
334) "ተኽለወይኒ" - ግርማይ ወልደገርጊስ /ምንኪንኖ
335) "ረዚን ጣዕሳ" - ጎይትኦም ኣሰፋው
336) "ምሩጽ ምስላታት ኤርትራ" - ደሳለ በረኸት
337) "ማዕተብ" - ዳኒኤል ከበደ
338) "ልቢ ህጻን" - ፍጹም እምሃ
339) "ጃኩሊት" - ፍጹም እምሃ
340) "እታ መጽሓፍ" - ያዕቆብ መርሃዊ

341) "ኩሉ ሓላፋይ እዩ ናይዛ ዓለም ነገር" - ጠዓመ ፍትዊ
342) "ትንሳኤን ዓወትን" - ጸጋኢየሱስ ኢያሱ
343) "ማበ" - ጽገ መንገሻ
344) "ራሄት" - ፋጥና ዛህራ መሓመድ
345) "ፍቕሪ ኣደ" - ፍስሃ ተስፋጋብር
346) "መርሓ ኪዳን" - በርሀ ኣርኣያ
347) "ካብ እሮማይ ናይ እሮማይ" - ተኸስተ ፍቓዱ
348) "ካብ ቡቕሊ ክሳብ ቀውዒ" - ተኽለሃይማኖት መንግስትኣብ
349) "ኢጣልያዊ መግዛእቲ" - ዘምህረት ዮሃንስ
350) "መኸተ ኣንጻር ኢጣልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ" - ዘምህረት ዮሃንስ

351) "ጥንታውን ዘመናውን መርዓን መውስቦን ኤርትራ" - ዘውደ ካሕሳይ
352) "ናይ ምስትውዓል ዋጋ ሞያ" - ሓይለኣብ ገብረእግዚኣብሄር
353) "ጥንታዊ ምሳሌ ኢትዮጵያ" - ሞጎስ ዑቕባገርጊስ
354) "ካብ መርዓ ወለላ" - ትዃቦ ኣረስዕ
355) "ልብን ሳዕርን እናሓደረ ይበቁል" - ኣስረስ ተሰማ
356) "ንስኻን መሬትካን" - ኣስረስ ተሰማ
357) "መንክር ክትስሕቁ ዶ ምደለኹም" - ኢያሱ ኣስፍሃ
358) "ከነዋግዓኩም ዶ" - ዑቕባዝጊ የዕብዮ
359) "ትግርኛ ስውያ ንግግር" - ይመስገን ሓይለኣብ
360) "ዝናን ተረትን ምስላታት ቀዳሞት" - ያዕቆብ ገብረእየሱስ

361) "ዛንታ ሄለን" - ጸጋብርሃን ጎይትኦም
362) "ጥንታዊ ወግዕን ስነ-ስርዓት ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ" - ያዕቆብ ገብረየሱስ
363) "ኣብ ታሪኽ መድረኽ ስነ-ጥበብ ኤርትራ" - ኣስረስ ተሰማ
364) "ቃላት ትግርኛ ኣብ ስራሕ" - የማነ ግርማጽዮን
365) "መፍረ ንህቢ" - ጸጋይ ንዋዩ
366) "ሕልሚ ድኻ" - ፍስሃየ ሓድጉ
367) "ባሕሪ ሓሳብ" - ኣብርሃም ጸገዝኣብ
368) "መን ኢኻ ንስኻ" - ጳውሎስ ተስፋዝጊ
369) "ስነ-ምግባር" - ጳውሎስ ተስፋዝጊ
370) "እቲ መሃዚ ሰብ" - ፍረዝጊ ገብረየሱስ

371) "ካብ ኣረሙኝ ሳልሳይ ዳዊት" - ብርሃነ መስቀል ዓንዶም
372) "ሜሪ ጆንሰን፡ መጽሓፍ ቅዱሳን" - ዮሴፍ ሃብተሚካኤል
373) "ማክበት" - መም/ ሃይለ ተስፋዝጊ
374) "ካብ ይቕሬታ ንላዕሊ" - ጸሃየ ኣብርሃ
375) "ሙንፍሊት" - ተስፋዝጊ ገብረእግዚኣብሄር
376) "ዘይሕበል ፈራዲ" - ዮሴፍ ሃብተሚካኤል
377) "ብርሃነ ሕልና" - ተኽለሃይማኖት መንግስትኣብ
378) "ሕክምናዊ ምኽሪ" - ዶ/ር ሙሴ ዑቕባሚካኤል
379) "ናይ ሕርስን ሕማም ደቂ-ኣንስትዮን ክንክን ቈልዑን" - ትሬዛ ፓምኩስት
380) "መጽሓፍ መወልዳን" - ግርማጼን ገብሩ (መፋርቕ 1930ታት)

381) "ዛንታ ኤርትራ" - ሚካኤል ሓሳማ ራካ
382) "መሰረት ጥዕና" - ጳውሎስ ገብረሚካኤል
383) "መዓዛታት መግብን ኣተዓባብያ ሕጻንን" - ዛፈወርቅ ፍስሓ
384) "ስርዓተ ኣድከም ምልጋእ" - መዓሪ ዓንደመስቀል
385) "ስርዓት ካርነሽም" - ማኪያ ኤ/ካቫሌሪ
386) "ስርዓት ናይ ሃብተስሉስ ናይ ገብረክርስቶስ" - ማኪያ ኤ/ ካቫሌሪ
387) "ሕጊ ስሓርትን ላምዛን ወቀርትን ዳምባን" - ማኪያ ኤ/ ካቫሌሪ
388) "ሕጊ ሎጎን ጭዋን" - ማኪያ ኤ/ ካቫሌሪ
389) "ሓጺር ዛንታ ትግርኛ 44 ዛንታን" - ይስሓቅ ተወልደመድህን
390) "ኣካላት ሰብ" - ይስሓቅ ተወልደመድህን
391) "መርሃ ህጻናት፡ ትግርኛ ኣምሓርኛ መዝገበ ቃላት" - በርሀ ወ/ማርያም
392) "መንገዲ ምስ ወዲ ዓዲ" - ተስፋሚካኤል ገብረክርስቶስ
393) "ሓጺር መዝገበ ቃላት እንግሊዝኛ ትግርኛ" - ትኳቦ ኣረስዕ
395) "ስዋሱው ትግርኛ /ስዊድን" - ኣዲ ገብረ

396) "መጽሓፍ ፊደል፡ ቋንቋ ትግርኛ" - ወልደኣብ ወልደማርያም
397) "ስዋሱው ትግርኛ፡ ንመጀመርያ መጽሓፍ ስዋሱው" - ኣባ ያዕቆብ ገብረእየሱስ
398) "መዝገበ ቃላት ትግርኛን ኣምሓርኛን" - ዮሃንስ ገብረእግዚኣብሄር
399) "ልሳነ ኣግኣዚ ዘኦም ግርማ" - ግርማጽዮን መብራህቱ
400) "ሓጺር ዛንታ ህይወት መም/ ተወልደመድህን" - ይስሓቅ ዮሴፍ
401) "ዕግርግር ደቡብ ሱዳን" - ኣብርሃ ገብረሂወት
404) "መሰረት ዓሌት ሕዝቢ መረብ ምላሽ" - ገብረእየሱስ ኣባይ
405) "ዛንታ ኢትዮጵያ" - ጳውሎስ ዘፈሩ

406) "እንካብ ዓረብኛ እተገልበጠ ቅያ ቀዳሞት ኣዕራብን እንካብ ኢጣልያ እተገልበጠ ታሪኽ ኣግሳጽን" - ፍስሃ ጊዮርጊስ (1890)
407) "ብዛዕባ እንካብ ጦብያ ንኢጣልያ መንገዲ ነዚ ሃገር እዙይ እውን ብምርኣይ ኣብ ሰብነቱ ጦብላሕ ዝበሎ ጦብላሕትን" - ፍስሓ ጊዮርጊስ (1887)
408) "በለ ተወልደ መዓሾ" - መም/ ዑቕቢት ሓድጉ
409) "ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ" - ረድኢ መሓሪ
410) "ኣቦ ዕሸለይ ኩነለይ" - እስቅያስ ገብረዮሃንስ
411) "ሓቀኛ ድሌት ኣመሪካ" - ሃ/ሚካኤል ወ/ጊዮርጊስ + ሃብተኣብ ፍስሓጼን
412) "ይርሳዕ ድዩ?" - ትዕበ ተወልደ
413) "እታ ሳንጣ" - ትዕበ ተወልደ

414) "ሰውራ፡ መቐረት ኣብ ምረት" - ይትባረኽ ሃብተጊዮርጊስ
415) "ዕጫ ዘይተወልደ ዕሸል" - ንግስቲ ገ/ዮሃንስ ዑቕባዮሃንስ
416) "ምሕዝነት ኣድግን ብዕራይን" - ደሳለ በረኸት
417) "ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ" - መዋእል መሃንሾ
418) "እሙን ዓርኪ" - ዳኒኤል ጠዓመ
419) "ኦቴሎ /ሼክስፒር ዝደረሶ" - ሃይለመለኮት መዋዕል
420) "ምስጢራት ተፈጥሮኣዊ ስነ-ጽባቐ" - እስክንድር ብርሃነ
421) "ምስጢራዊት ደሴት" - እስቲፋኖስ ኣስናቀ

422) "ባና ካብ ደልሃመት" - ናጽነት ኣፈወርቂ
423) "ቀመማት ሂወት" - ኣጸደ መስፍን
424) "ወጋሕታ ቀትሪ ምሸት" - ቴድሮስ ኣባይ
425) "ባብ ውሽጣዊ ሰላም" - ቴድሮስ በርሀ
426) "ዛዛሚ ኲናት" - ሳምሶን ሃይለ
427) "ኣይወድኻን'ዩ" - ? ?
428) "ጽንዓት ነብያት" - መሓረና ከበዶ
429) "ኣቦይ ኣይፈልጦን'የ" - ፍጹም ኣለምሰገድ
430) "ዕላላት ኣቦይ ገረዝጊሄር ወሎ" - ትኩእ ተስፋይ

431) "ሃው ሃዋ" - መስፍን ገብረሂወት
432) "ጠጥዕሙ" - መስፍን ገብረሂወት
433) "ትዋሕ" - መስፍን ገብረሂወት
434) "ፎፎል" - መስፍን ገብረሂወት
435) "ቀንዴል" - መስፍን ገብረሂወት
436) "ዝርርብ" - መስፍን ገብረሂወት
437) "መሳልል ፍቕሪ" - መስፍን ገብረሂወት
438) "ኣንጋረ ፈላስፋ" - መርጌታ ተወልደመድህን መንግስቱ
439) "መኖም'ዩ ተበዲሉ?" - ፈንቅል ዘርኣይ
440) "ንኽልቴና'ባ ተመርዖ" - ጸጋብርሃን ጎይትኦም

441) "እታ መቃብር" - ቶማስ ይከኣሎ
442) "ሰብ ዘይብላ ሰብ" - ሳሚኤል መንግስትኣብ
443) "ርእየተ ዓለማዊ ትምህርቲ ሓፋሽ ህዝቢ" - ዓምደጽዮን ሃብተኣብ + ኣፈወርቂ ተስፋይ (1975)
444) "ናይ ኮሙኒስት ፓርቲ ማኒፈስቶ" - ቴድሮስ ገብረእግዚኣብሔር + ብርሃነ ደበሱ (1975)
445) "ናይ ሶሻሊዝም መጀመርያ" - ኣብርሃም ገብረሂወት (1968)
446) "ሜላ ኣተዓባብያ ቈልዑ ኣብ ስደት" - ተስፋምህረት ገብረመድህን (ተስፎም)
447) "ልቢ ተጋዳላይ" - ኣለምሰገድ ተስፋይ

448) "ቆላ ጽገ ደንጎላት" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
449) "ሓደራኹም ድሩይ በልዎ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
450) "ፍረዱ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
451) "ኣፈፈት ቅያ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
452) "ንጉሰ ንጉሰ ወይዛ ዓለም ብላሸ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
453) "ደቀባት ህዝብታት ኤርትራ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
454) "ንቐደም በሉ /2 ክፋላት" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
455) "ናይ ፍቕረስላሴ ዕቚባዝጊ ሙዚቃዊ ስርሓት" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
456) "ኪዳናት ምንሊክን ጣልያንን ኣብ ምጭፍላቕ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
457) "ገማግም ባሕረ ኤርትራ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
458) "ኣፋዊ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋታት ኤርትራ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
459) "ትእምርተ መጠራ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
460) "ምጸምጸ ካብ ዕንበባ ጸጽገኡ" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
461) "ባህልታት ኤርትራ ኣብ ዕርበት" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ

462) "ጥንታዊ ወግዕን ብሂልን ኤርትራ" - ሃይለ ቦኽረ
463) "ድርሳነ ኤርትራ" - ሃይለ ቦኽረ
464) "ግጥምታት ልበይ ስምዒት ሃገረይ" - ሃይለ ቦኽረ
465) "ያታዊ ጽሑፋት ብሄራት ኤርትራ" - ሃይለ ቦኽረ
466) "ሓጸርቲ ዛንታታት ስደት /2 ክፋላት" - ሃይለ ቦኽረ
467) "ንብዓት ስሓቕ" - ሃይለ ቦኽረ
468) "መርዓተይ" - ሃይለ ቦኽረ
469) "በጃኹም ሰዓቱ ሃቡኒ" - ሃይለ ቦኽረ
470) "ስርዓት ዓሮን ደርፍታት ፍቕርን" - ሃይለ ቦኽረ
471) "ወይለከይ ሓጐሳ" - ሃይለ ቦኽረ
472) "ወዲ ነብሪ /ትርጉም ወግዒ ሃገርና" - ሃይለ ቦኽረ
473) "ኣንትጐኒ /ትርጉም ግሪኻዊ ድራማ" - ሃይለ ቦኽረ
474) "ምስላታትን ሕንቅልሕንቅልተይን" - ሃይለ ቦኽረ
475) "ኣገናዕ /ስለ እዝነ-ጽሙም" - ሃይለ ቦኽረ
476) "ምስማዕ ከም ዓይኒ" - ሃይለ ቦኽረ
477) "ዘይተሓትሙ ጽሑፋት ኮልመዲን" - ሃይለ ቦኽረ
478) "ኣስመራ ብዓይኒ ኤርትራውያን" - ሃይለ ቦኽረ
479) "መስርሕ ፑሉምባት /ስለያ" - ሃይለ ቦኽረ
480) "ናጽነት ደሊና ሓጉዙና /ተዘክሮታት" - ሃይለ ቦኽረ

481) "ዝኽርታት ሓመድ ድበ ናደው" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
482) "ፈንቅል፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
483) "መቐይሮ፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
484) "መፈጸምታ፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
485) "ደጀን፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
486) "ገድሊ ደቀንስትዮ፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ" - ኣሕተምቲ ሕድሪ
487) "ጸሓይና መሊኣ በሪቃ" - ሰነዳት ህ/ግ ?
488) "ዝነደደት ካራ" - ግርማይ ዮሃንስ /ሚካኤል በርሀን ካልኦትን
489) "ኣመሪካ ካብ ሃዋይ ክሳብ ዒራቕ" - ? ?
490) "ሓዊ እግሩ" - መም/ ኣስረስ ተሰማ
491) "ደሃይ ባህሊ" - መም/ ኣስረስ ተሰማ

492) "ባና ኣስመራ" - ሃብተ ገብራይ
493) "ባህጊ፡ ብሉጽ ሜላታት ኣተዓባብያ ደቅና" - ተስፋብርሃን ሚካኤል
494) "ፍረዱ ራህዋ ኣብ ኤርትራ ትቅመጥ" - ፍጹም ተስፋገርጊሽ
495) "ምዕቡል ትግርኛ" - ስብሓት ገብረሚካኤል ክፍሉ
496) "መሰረታውያን ቋንቋ ትግርኛ" - ስብሓት ገብረሚካኤል ክፍሉ
497) "ትግርኛ ተጠሊዕኺ ኣእውዪ" - ስብሓት ገብረሚካኤል ክፍሉ
498) "ልሳን (ሓፈሻዊ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ) - መስፍን ገብረሂወት
499) "ዘመናዊ ትግርኛ ፊደላት" - ብንያም ገብረኢየሱስ
500) "ፊደላት ብሓደስቲ ብልሓት" - ዶ/ር ኪዳነማርያም ዘርእዝጊ
501) "ቋንቋ ትግርኛ ንጀመርቲ" - ቀለት ኣስፍሃ

502) "ስምብራት" - ግርማይ ገብረኣብ
503) "ትምህርቲ ጾታ" - ምስማይ ገብረሂወት {ተደጊማ ዶ ትኸውን?}
504) "ርእሶም" - ደስበለ መሓሪ
505) "ህዝብታት መረኒ፡ ፍጥረተ ገሽናሽም" - ኣባ ይስሓቅ ገብረኢየሱስ
506) "ማዕከን ጽቡቕ ተግባር ንቈልዑ" - ይመስገን ሓይለጊዮርጊስ
507) "ካብ ሰብ ኣይከፍእን'የ" - ተኽለ እምባየ
508) "በጃ ሓርነት" - እዮብ ብእምነት
509) "ባና" - ዳዊት ይስሓቅ
510) "ፍረ ሓቀኛ ፍቕሪ ምውቕ ሓዳር እዩ" - ኣቡበከር ዓ/ኣወል

511) "ባዕልኻ ተማሃር" - የማነ ግርማጼን (ፕሮፈሰር)
512) "ጉራጉራ ሻርባ" - ግርማይ ዮሃንስ (ሳንዲያጎ)
513) "መዝገብ ኣርዮስ" - ዶ/ር ክብርኣብ ፍረ
514) "እቲ ስሩይ ፈረስ" - ተኪኤ ተስፋይ
515) "ነዊሕ ጉዕዞ ንሓርነት /ናይ ማንዴላ ትርጉም" - ኢንጅ/ ዑቕባይ መስፍን
516) "ኣብ ዘይመንጠቢትክን ኣይተእትዋ ኢድክን" - ክንፈ ርግበ
517) "ሙላ ነስረዲን" - ? ? ?
518) "ዮጋ" - ሩት ስምኦን
519) "መዝገበ ቃላት ፈረንስኛ ትግርኛ" - ሩት ስምኦን
520) "ደቪድ ኮፐርፊልድ" - ተመስገን ኣብርሃም

521) "ጽባሕ" - ተመስገን ኣብርሃም
522) "ዓለም ሰንኪ ክልተ ኣርወ ከም ተባርዔት" - ዘይተፈልጠ ኣብ 1916-20
523) "ኤልያስ ውጻዕ ምዓት" - ገብሩ ክብረኣብ
524) "ሃሪ ፖተር" - ኣሌክ ብርሃነ
525) "ወንጌል ቅዱስ እየሱስ ክርስቶስ ወ ግብረ ሃዋርያት" - ኣባ መልኣከ ኣሮን
526) "ሓጺር ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ" - ስዊደናዊት ምስዮን (1907)
527) "መዝሙር ሰላም" - ስዊደናዊት ምስዮን (1907)
528) "መግለጺ ሓቂ" - ስዊደናዊ ምስዮን (1912)
529) "መግብን ኣመጋግብኡን" - ጸዳል በራኺ
530) "ትምህርቲ ቁጽሪ" - ገብረክርስቶስ ተኽለሃይማኖት (1916)
531) "ሕርሻ" - ሓይለ መለኮት ካ ዳሚያኖ (1958)
532) "ዛንታ ህይወታውያን" - ኣስፍሓ ካሕሳይ (1949)

533) "ትግርኛ ንጀመርቲ 3ይ ሕታም" - ወልደኣብ ወልደማርያም (1943)
534) "ሓጺር ኣስተዋጽኦ ጂኦግራፊ ኣፍሪቃ" - ይስሓቅ ተ/መድህን (1936)
535) "መባእታ ቁጽሪ ብትግርኛ" - ይስሓቅ ተ/መድህን (1945)
536) "መጽሓፍ ክንክን ጥዕና" - ገብራት ወልደሚካኤል (1953)
537) "ስዋሱው ትግርኛ" - ማቲዎስ ሓጎስ (1951)
538) "መርሃ ህጻናት፡ ትግርኛ ኣምሓርኛ" - በርሀ ወ/ማርያም (1960)
539) "መጽሓፍ ፊደል ብቋንቋ ትግርኛ" - ወልደኣብ ወልደማርያም (1948)
540) "ኣምሓርኛ ተማሃሩ" - ዘካርያስ ገ/ስላሴ (1958)

541) "ባህጊ ሓድጉ" - ሳሚኤል ?
542) "ማንዴላ" - መም/ ዘርኦም ?
543) “ሓንሳብ ዶ ከንዕልል” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (1989)
544) “መዓልቲ ኣለዎ” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (1990)
545) “መንቅል ኤርይትራዊ ሃገርነት” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (1995)
546) “ዲሞክራሲያዊ ዶ ምጣነሃብታዊ ዕብየት” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (1996)
547) “ሃገራዊ ዕርቒ ኤርትራውያን” - ኣንቶንዮ ተስፋይ
548) “እዚ ድዩ ኢድና” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (1998)
549) “ንብዓት ኣደታት” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (1999)
550) “ንብዓት ኣደታት ብቋንቋ ሽወደን ትርጉም ደራሳይ” - ኣንቶንዮ ተስፋይ
551) “ካብ ባድመ ንባድመ” - ኣንቶንዮ ተስፋይ (2001)

552) "ንእስነት ሃክልቤሪይ ፊን" - ኣፎና ቸርነት
553) "ጽሕፍቶ ሓኔታ" - ሚካኤል ኣዶናይ
554) "ዘየዕቅል በዓቲ" - ? ?
555) "ሰማያዊ ሕልና" - ሓይለኣብ ኣሰፋው
556) "ኤርትራን ኤርትራውያን መንእሰያትን" - ሃብቶም ኪዳነ
557) "ክንየው እወታዊ ኣተሓሳስባ" - ገደ ኣስራት
558) "ንመዓር ብዕረ ካሕሳ" - ? ?
559) "ዘይወግሕ ለይቲ" - ተኽሉ ሃብተ
560) "መገሻታት ጽንዒ ታሪኹ" - ኣግኣዚት ባህታ (1983)
561) "90 ደቃይቕ ኣብ ኢንተበ" - ? ?
562) "ኮኾበይ ኮኾባ" - ኢንጅ ናኦድ እምባየ

563) መትከላት ዓወት - ሃብተኣብ ወልደመንቆርዮስ
564) ሰብ ሰሉስ - ሞጎስ ዑቕባሚካኤል ብርሃነ
565) "ደሓን ኩኒ ድኽነት" - መለስ ወልደስላሴ
566) "ስነ-ልቦና ዓወት" - መለስ ወልደስላሴ
567) "እቲ ምስጢር" - ስዒድ ሳልሕ
568) "ወዲ ፌቨን" - ጎይትኦም ጊለ
569) "መዝሙር ተጋዳላይ" - ዓበይቲ ገጠምቲ ተጋደልቲ ህ/ግ
570) "ደርሆ ነቆ" - ስብሃት ገብረስላሴ (e-book)
571) "ሮምዮን ጁሌትን" - ዑቕባሚካኤል ሃብተማርያም

572) "ኣብ ጉዕዞ" - ኣስመሮም ጸጋብርሃን
573) " - - - - " - ኣስመሮም ጸጋብርሃን
574) "ጻማኻ ንኸንቱ" - ኣበድ ተስፋ
575) "ዓዚዛ" - ዮሴፍ ሰሎሞን
576) "ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም" - መንገሻ ሃብተ
577) "እቲ ዝሃብተመ ሰብ ኣብ ባቢሎን" - ? ?
578) "ሰማእታት ካታኮምበ" - ቀሺ እምባየ ሃብትዝጊ
579) “ሓምላይ መጽሓፍ” - ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ
580) “እሩም ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ” - ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ

581) "ቅኔ ትግርኛ" - ብርሃነ ዘርኣይ
582) "ምንቅስቓስ ፋሉል" - ኣስገዶም ርእሶም
583) "ንምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ዝተዳለወ መጽሓፍ" - መም/ ሓጐስ ቀለታ
584) "ክሳዕ መዓስ" - ጀማል ኢብራሂም
585) "ባና፡ ታሪኽ ፍቕሪ ሙሴን ማናን" - ዳዊት ይስሓቕ
586) "ዳማ፡ ታሪኽ ፍቕሪ ሙሴን ማናን" - ዳዊት ይስሓቕ
587) "ማበ" - ጽገ መንገሻ
588) "ኤርትራዊ'የ ዋላ 'ተመረረ" - ዓብደልኣወል መሓመድብርሃን
589) "ኣይግድን" - ጉዕመሽ ኢሳቕ
590) "ሎሚ ዑና ጽባሕ ህንጻ" - ተስፋዝጊ ስብሃቱ

591) "ቀዳሞት ጀጋኑ ኤርትራን ባህልናን" - ይስሓቕ ዮሴፍ
592) "ካርቱን ኣይዛክ" - ኢሳቕ ተኽለ
593) "ኣባታዊ ምኽርን ተፈጥሮ ንቕሓቶምን" - ኤፍሬም ዑቕባስላሴ
594) "መጽሓፍ ንባብን ኣስተዋጽኦ ፍልጠትን" - መንግስቲ ኤርትራ 1962
595) "ፊደላት ብሓዲስ ብልሓት" - ዶ/ር ኪዳነማርያም ዘርእዝጊ
596) "ስውርቲ ቤት ማሕቡስ" - ኣንጎሶም ኢሳቕ
597) "ዕላል ስደት" - ገብረእግዚኣብሄር ገብረመስቀል
598) "ዕንባባ ፍቕሪ ምስ ልባዊ ሕድሪ" - ፖሞድያን መ/ብርሃነ
599) "ግዜ" - ገብረህይወት ሃይለ
600) "ውርሰይ፡ ውርሱ ወራሲ" - ብርሃነ ሰሎሞን
.
.
.
.

ዝተረፈ ቀጽልዎ!

ምንጪ፦ ( Natuwelela Merbeb Habereta ) ካብ ቲም ላይን አማን ኸሰተ

ላይክ

ኮመንት

ሼር ድማ ናባኹም!

   
The Horn of Africa Research and Knowledge Exchange Platform
The Horn of Africa Research and Knowledge Exchange Platform
© 2010-2016 www.harep.org rkidane@talk21.com Contact:
Please click Here to send your feedback